ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 30,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 30,2022 ኣሶሴይትድ ፕረስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ኢንተርነት ናብ ክልል ትግራይ ዝምለሰሉ ጊዜ ኣየቐመጠን ይብል፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ድጎማ ነዳዲ እንተገብረ ተገልገልቲ ግን ካብ ወጻኢ ከምዘይደሓኑ ይገልጹ ፥ ናሚብያ ኣብ ዝመጽእ ምርጫ ንደቂ ኣንስትዮ ከምተቐድም ትሕብር መደብ ደቂ ኣንስትዮን ስድራቤትን የጠቓልል