ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 14,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 14,2022 ዜና (ፕረ.ሶማል ኣብ ኤርትራ ዝነበሮ ምብጻሕ ፈጺሙ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ:ኣመሪካ ኣብ ኬንያ ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ሓቢራን ካልኦትን) መግለጺ ህወሓትን ቅሬታ ተቓወምቲ ውድባትን፥ ኩነታት ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታትን መደብ ስፖርትን የጠቓልል