ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 8,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 8,2022 ዜና ( ኣብ መንጎ ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓት ኣብ ናይሮቢ ዝካየድ ዘተ ሰላም ንካልኣይ መዓልቲ ቀጺሉ'ሎ:ምርጫ መፋርቕ ኣመሪካ ሎሚ ይካየድ ኣሎ) ጸብጻብ ምርጫ መፋርቕ ኣመሪካን ብዝሒ ደቂ ኣንስትዮ መረጽቲ ኣብ ምርጫ መፋርቕ ኣመሪካ ምርኣዩ ዝገልጽ ጸብጻብን የጠቓልል