ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 15,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 15,2022 ዜና (ርክብ ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፓርላማ'ታ ሃገር: ዋዕላ ሃገራት ብቁጠባ ዝማዕበላ ጉጅለ 20: ርክብ ፕረ.ባይደንን ፕረ.ዥ ፒንግን) መደብ ቒሔ ጽልሚ ቃለመጠይቕ ምስ ስነ-ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብር ኤል የጠቓልል