መብርሂ ካብ ፍሉይ ልኡኽ መርማሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት አብ ኤርትራ

Your browser doesn’t support HTML5

ፍሉይ ልኡኽ መርማሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት አብ ኤርትራ መሓመድ ዓብዱሰላም ባቢከር ሓሙስ 27 ጥቅምቲ ንውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኒው-ዮርክ ኣቕሪቡ። ነቲ ፀብፃብ ኣመልኪቱ ኣብራሃም ተስፋልኡል ምስቶም ልኡኽ ሓጺር ናይ ቴሌፎን ቃለመሕተት ኣካይዱ ኣሎ ምንያ ኣፈወርቂ ከተቕርቦ እያ።