ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 11,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 11,2022 ዜና ( ኣብ ኤርትራ ዝበጽሑ ዘለው ፕረ.ሶማል ብ ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ዝስልጥኑ ሶማልያዊያን ይበጽሑ:መንግስቲ ኢትዮጵያ ን70% ክልል ትግራይ ምቁጽጻሩን ሓገዝ ይኣትው ምህላው ይገልጽ ክልል ትግራይ ግን ነዚ ይነጽግ፥ ሕብረት ኣውሮጳ ሓገዝ ን ኣገልግሎት ጥዕና ብኲናት ዝተጎድኡ ክልላት ይህብ) ንኩነታት ኣገልግሎት ጥዕና ዓይደር ሆስፒታል ዝድህስስ መደብ የጠቓልል