▶ ቃለ መጠይቕ ኣብ ኩነታት ጥዕና ገዲም ስነ ጥበባዊ ሚካኤል ኣምሃጽየን(ጀንደ)

Your browser doesn’t support HTML5

ገዲም ስነ-ጥበባዊ ሚካኤል ኣምሃጽየን(ጀንደ) ኣብ ሱዳን ኣብ ከቢድ ናይ ጥዕና ኩነታት ከምዘሎ ብጾቱ ይሕብሩ'ለዉ። ንናይ ነዊሕ እዋን ፈላጢኡን መሳርሕቱን ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ (ሊንጎ) ብዛዕባኡ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።