ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 3,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሕዳር 3,2022 ዜና (መራሕቲ ሃገራት ዓለም ንስምምዕ ሰላምን ምቁራጽ ተጻብኦታት ኢትዮጵያ ንኢዶም :ቀ/ሚ ነበር ነታንያሁ ኣብ ምርጫ እስራኤል ይዕወቱ: ፕረዚደንት ባይደን ኣብ ልዕሊ ዲሞክራሲ ዝግበር ዝበልዎ ስግኣት የጠንቅቑ) ተወላዶ ትግራይ ነበርቲ ሜሪላንድ ኣብ መንፈቃዊ ምርጫ ኣመሪካ ዘካይድዎ ንጥፈት ዝምልከት ጸብጻብ የጠቓልል