ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 20,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 20,2022 ዜና (ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ዕለት ንዘተ ሰላም ኢትዮጵያ ኣሚሙ፥ ኣብ ማላዊ ዝተረኽበ ሬሳ ኢትዮጵያዊያን'ዮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ስደተኛታት፥ ትካላት ቴክኖሎጂ ኣብ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ንጽልኢ ዘጋድዱ ዘረባታት ደው ዘብል ሜላ ከናድዩ በዓል መዚ ሕ/ሃ ጸዊዔን) መደብ መንእሰያትን የጠቓልል