ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 5,2022
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 5,2022
ዜና ( ሕብረት ኣፍሪቃ ቀጥታዊ ዘተ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን መራሕቲ ክልል ትግራይን ክካየድ ጸዊዑ: ተወላዶ ትግራይ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ንህወሓት ዝቓወም ሰልፊ አካይዶም: ሰሜን ኮርያ ንጃፓን ዝሓልፍ ሚሳይል ተኹሳን ካልኦትን)
ቃለ መጠይቕ ምስ መስራቲትን ቋንቋ ትግርኛ ንኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝተወልዱን ዝዓበዩን ብርሕቐት ዝምህር ትካል 'ሰማይኪድስ' ሩት ተወልደ የጠቓልል