ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 18,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 18,2022 ዜና (መንግስቲ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ከተማታት ኣብ ክልል ትግራይ ምቁጽጻሩ ተገሊጹ፥ ኮሚሽን ሰ/መሰላት ሕ/ሃ ብኩነታት ክልል ትግራይ ዝተሰምዖ ሻቕሎት ይገልጽ) ሰልፊ ተወላዶ ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ ምስ ዶ/ር ረዘነ መድሓኒ የጠቓልል