ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መስከረም 22,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መስከረም 22,2022 ዜና (ሪፖርት ግብረሓይሊ ሚንስትራት ኢትዮጵያ: ጸብጻብ ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራትን ካልኦት ዓለምለኸ ዜናታትን) ኣብ ኤርትራ 5 መንእሰያት ኣውቶማቲክ ናይ ዲጋ መኽፈቲን መዕጸዊን ሰኒዖም ዳግም ምውላዕ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብኣዒንቲ መንእሰያት የጠቓልል