ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መስከረም 19,2022
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መስከረም 19,2022
ዜና ( ኤርትራ ሰራዊት ተኽትት ክብሉ መንግስታት ካናዳን ብሪጣንያን ይሕብሩ: ስነ- ስርዓት ቐብሪ ንግስቲ ኤልሳበጥን ካልኦት ዓለምለኸ ዜናታትን)
ጸብጻብ-ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ተወላዶ ትግራይ ዝጸንሕሉ ኣብ ከተማ ሰመራ ዝርከብ መዓስከር ምዕጻው ይገልጽ
ጸብጻብ-ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ሕጽረት መድሃኒትን
መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል