ወግዒ ምስ ኣምባሳድር ኣሸንዳ መንእሰይ ዜማ እምብዛ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ናይ ሎምዘበን ምድላው በዓል ኣሸንዳ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ኣምባሳደር ኮይና ዝተሓረየት መንእሰይ ዜማ እምብዛ ስብሃትለኣብ ብዛዕባ ተመኵሮ ኣሸንዳን ንቕድሚት ክትሰርሖም ዝተለመቶም መደባትን ኣመልኪቱና ኣዘራሪብናያ ኣለና።