ዋዕላ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምድላው

  • ማርጋሬት ባሽር
    በትረ ስልጣን

Your browser doesn’t support HTML5

ናይ ሎሚ ዘመን መራሕቲ ሃገራት ዝሳተፍሉ ሓፈሻዊ ዋዕላ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ እዋን ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልሳቤጥ 2ይቲን ውግእ ዩክሬን ኣብ ወሳኒ ምዕራፍ ኣብ ዝበጽሓሉን እዋን ይቅጽል ኣሎ። ብዛዕባ'ዚ ዝካየድ ምድላዋት ወኪልና ማርጋረት ባሽር ካብ ኒውዮርክ ንዝላኣኸቶ'ዩ።