ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መስከረም 12,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መስከረም 12,2022 ዜና (ክልል ትግራይ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝምእከል ዘተ ሰላም ከምዝቕበል ኣፍሊጡ: ህልው ኩነታት ኢትዮጵያን ካልኦት ዜናታት ዓለምን) መግለጺ ዶ/ር ደብረጽየን ገብረሚካኤል መደብ ስፖርት መደብ ሕርሻን የጠቓልል