ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት ወርሒ መስከረም መራሕቲ ሃገራት ዓለም ኣብ ዋና ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ንሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኒውዮርክ ይእከቡ። ድምጺ ኣመሪካ ነዚ ዋዕላ ዝምልከት ዝተፈላለዩ መደባት ካብ ከተማ ኒውዮርክን ዋሽንግተንን ከመሓላልፍ ምዃኑ የበስር።