ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 24,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 24,2022 ዜና ( ኣብ መንጎ ሓይልታት ትግራይን መንግስቲን ኲናት ምጅማሩ ተገሊጹ: ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣንጎላን መባእታዊ ምርጫ ኣመሪካን ካልኦትን) ንጥዕና ስነ ኣእምሮ ስደተኛታት ዝምልከት ምስ ሰብ ሞያ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ የጠቓልል