ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 23,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 23,2022 ዜና( ኣብ ጸለምቲን ከባቢኡን ሰብኣዊ ቅልውላው ምህላው ካብቲ ቦታ ምምጽኦም ዝሓበሩ ሰባት ገሊጾም፥ ኮሚሽን ሃገራዊ ልዝብ ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ንምብጻሕ ምውጣኑ ተፈሊጡ) ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ ኣብ ሚነሶታ ኣብ መጀመርያ ወርሒ ነሓሰ ዝተኻየደ ምርኢት ኩዕሶ ስኪዒት ካብ ዘዳልው ሓደ ኣሰልጣኒ ኣሌክሳንደር ልኡል ስዩም ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ የጠቓልል