ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መስከረም 2,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መስከረም 2,2022 ዜና ( ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ፥ ምብጻሕ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ትካል ኑክሌር ዩክሬንን ካልኦትን) ቃለ መጠይቕ ምስ ደራሲ ኣብ ወግዕታት: ክብርታትን ያታታትን ዘተኾረት መጽሓፍ ካብ 'ጥሪ ናብ ጥሪ' የጠቓልል