ኤርትራ:4 መሃንድሳት ካብ ምልክት ናብ ጽሑፍ እትልውጥ ሶፍትወር ኣማዕቢሎም

Your browser doesn’t support HTML5

ኣርባዕተ ምሩቓት ኮለጅ ምህንድስና ኢንስትዩት ቴክኖሎጂ ኤርትራ ካብ ምልክት ናብ ጽሑፍ እትልውጥ ሶፍትወር ከም ዘማዕበሉ ይገልጹ። እዛ ኣብ ፈላሚ ደረጃ ዘላ ማሺን ካብተን ዝቐደማ ናይ ዋጋን ካልእ ብልጫታትን ከም ዘለዋ ኣማዕበልታ ይሕብሩ።