ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 18,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 18,2022 ዜና ( መግለጺ ቤት ጽሕፈት ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፥ ጻውዒት መንግስቲ ኢትዮጵያ ንወግዓዊ ምቁራጽ ተጻብኦ: ደባይ ተዋጋእቲ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ተበጻሕነት ምቁራጽ ተጻብኦ ክገብር ከምዝደልይ የፍልጥ) ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዘቕረብዎ መረረን ምላሽ መንግስቲ ኢትዮጵያ መግለጺ ክልል ትግራይ ከምኡ'ውን መደብ መንእሰያት የጠቓልል