ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መስከረም 1,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ መስከረም 1,2022 ዜና ( “ወተሃደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ”፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ግምባራት ምዕራብ ትግራይ፡ ስራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ሰራዊት ኤርትራ ብምጥማር ሎሚ ወጋሕታ መጠነ፡ ሰፊሕ መጥቃዕቲ ከፊቶምለይ ክብል ኣፍሊጡ: ወታሃደራዊ ልምምድ ሩስያ:ቻይናን ካልኦት ሃገራትን: ኣብ ፓኪስታን ዘጋጠመ ምዕልቕላቕ ውሕጂን) ንመርዓ ትሕቲ ዕድመ ዝድህስስ መደብ የጠቓልል