ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 17,2022
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 17,2022
ዜና ( ኣብ መዓስከራት ክልል ዓፋር ዝነበሩ ተወላዶ ትግራይ ናብ መንበሪኦም ይምለሱ ኣለው: ኣብ ቦረና ዘጋጠመ ደርቂን ካልኦትን)
ኣብ ክልል ትግራይ ንኩነታት ስእነት መድሃኒትን ኣብያተ መድሃኒትን ዝድህስስ ጸብጻብ
መደብ ደቂ ኣንስትዮን ስድራቤትን የጠቓልል