ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 4,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 4,2022 ዜና (ፕሮግራም መግቢ ዓለም ገለ ክፋላት ኢትዮጵያ:ሶማልን ኬንያን ሓደጋ ደርቂ ከምዘንጸላለወን የጠንቅቕ: ቻይና ኣብ ማያት ታይዋን ወታሃደራዊ ምንቅስቃስ ተኻይድ) ጸብጻብ ንኩነታት ተወላዶ ትግራይ ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲታት ዝምልከት መደብ መንእሰያት -ቃለ መጠይቕ ምስ ኣብ ዲጂታላዊ ምእታው ቋንቋ ትግርኛ ዝሰርሕ ገብረክርስቶስ ገብረስላሴ ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ የጠቓልል