ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 1,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋን ቋ ትግርኛ ነሓሰ 1,2022 ዜና ( ግብጺ ንምምላእ ግድብ ህዳሴ ብዝምልከት ተቓውሞኣ ኣብ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕ/ሃ ምግላጻ ሓቢራ: ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማይክ ሃክ ምስ ዝተፈላለዩ አካላት ኢትዮጵያ ተዘራሪቡ: ፈላመይቲ እኽሊ ዝጸዓነት መርከብ ካብ ወደብ ዩክሬን ተበጊሳን ካልኦትን) ጸብጻብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተራእየ ሕማም ኣንትራክስ ዝምልከት መደብ ስፖርትን መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል