ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 12,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 12,2022 ዜና ( ሕብረት ኣፍሪቃ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኣመራርሓ ክልል ትግራይን ምርኻቦም ሓቢሩ፥ ኢትዮጵያ ሳልሳይ ምምላእ ግድብ ህዳሴ ምዝዛማ ሓቢራ: ምርጫ ኬንያን ካልኦትን) ጸብጻብ ምብጻሕ ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ጸብጻብ ምስዳድ ገንዘብ ናብ ክልል ትግራይ ቃለ መጠይቕ ምስ ሰብ ሞያ ስነ ኣእምሮ ኣብ ኩነታት ጥዕና ኣእምሮ ስደተኛታት የጠቓልል