ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 27,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 27,2022 ዜና ( ምብጻሕ ሚንስትር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ኣብ ኢትዮጵያ: ኣመሪካ ብደርቂ ንዝተጎድኡ ዝውዕል ንኢትዮጵያ ዝሃበቶ ሓገዝን ካልኦትን ዜና ዓለምን) መግለጺ ዶ/ር ደብረጽየን ገብረሚካኤልን መደብ ደቂ ኣንስትዮን ስድራቤትን የጠቓልል