ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 25,2022
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 25,2022
ዜና ( ምብጻሕ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ሰለስተ ሃገራት:ምብጻሕ ሚ/ጉ/ወ ሩስያ ኣብ ግብጺ: ካብ ከተማ ፓሪፖል ዝደሓኑ ተመክሮኦም የኻፍሉ)
መደብ ሕርሻ ኣብ ከባቢና ዝቦቕሉ ኣእካልን ጥረ-ምረን ብዝምልከት ዝተዳለወት መጽሓፍ ዝምልከት መደብ የጠቓልል