ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 2,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 2,2022 ዜና ( ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካን ኣውሮጳን ምስ መራሕቲ ክልል ትግራይ ምዝርራቡ ተገሊጹ: ሲፒጄይ ዂናት ንናጽነት ፕረስ ኢትዮጵያ ከምዘንቆልቁል ጌሩ'ዩ ይብል: ብወሃቢት ቃል ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ናንሲ ፔሎሲ ዝምራሕ ልኡኽ ታይዋን ይበጽሕ) ቱርኪ ንማሕበራዊ መራኸቢታት ዒላማ ዝገብር ሕጊ ትእምም መደብ ኣመሪካን የጠቓልል