ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 18,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 18,2022 ዜና (ህወሓት ብመንጎኝነት ኬንያ ዝካየድ ልዝብ ኮሚተ ምምዛዙ የፍልጥ: ኢትዮጵያ ንጋዜጠኝነት እንዳጸንከረት ምምጽኣ ይግለጽ ዝብል ጸብጻብን ካልኦትን) ጸብጻብ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ሓሙሽተ ጋዜጠኛታት ቴሌቭዥን ትግራይ ጸብጻብ ዓመታዊ ፈሽቲቫል ተጋሩ ሰሜን ኣመሪካ የጠቓልል