ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 15,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 15,2022 ዜና (ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝተቐብሩን ዝተደርበዩ ነታጕታት ጉድኣት የውርዱ: ኣብ ክልል ጋምቤላ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ: :ስድራቤት ኣባል ባይቶና ክብሮም በርሀ ኣበይ ከምዘሎ ከምዘይፈልጡ ይገልጹ) ንምምስራት መበል 26 ዓመት ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ብዝምልከት ምስ ነባር ጋዜጠኛታት ኣዳነሽ ፍሰሃየን ምንያ ኣፈወርቂን ዝተኻየደ ዕላል መደብ ቂሔ ጽልሚ የጠቓልል