ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 29,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 29,2022 ዜና ( ጠፊኦም ዝተባህሉ ኤርትራዊያን ኣትሌታት ምርኻቦም ፖሊስ ኦሪገን ኣፍሊጡ: ካብ ክልል ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መዕቖቢ ዝርከቡ ተወለዲ ኣምሓራ ኣብ ጸገም ምህላዎም ሓቢሮም) ኣብ ሪፖብሊክ ዲሞክራቲክ ኮንጎ ዝተላዕለ ተቓውሞን ምዝንባልን ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ ሕጽረት ሓገዝን መደብ ቂሔ ጽልሚ ምስ ኣርቲስት ኤርምያስ ዑቕበን የጠቓልል