ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 28,2022
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 28,2022
ዜና ( መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ህወሓት ኣብ ዝኾነ ጊዜን ቦታን ንምልዛብ ድልው ምዃኑ ተሓቢሩ፥ ስነ ስርዓት ምቕባል ኣብ ኦሪገን ዝተሳተፉ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌት: ምጥፋእ ሓሙሽተ ኤርትራዊያን ኣትሌት ካብ ኦሪገንን ካልኦትን)
ጸብጻብ ማሕበር ረድኤት ትግራይ
ከምኡ'ውን ንቋንቋ ትግርኛ ዲጂታላይዝ ኣብ ምግባር ዝሰርሑ ዘለው ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ የጠቓልል