ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 26,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 26,2022 ዜና (ብሕ/ሃ ዝተመዘዘ መርማሪ ኮሚሽን ኣብ ኢትዮጵያ ይበጽሕ: ሚ/ጉ/ወጻኢ ሩስያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የካይዱ: ዘወርቲ ታክሲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ናህሪ ዋጋ ነዳዲ የማርሩ) ንማእከል ክላስተር ዲያስፖራ መቐለ ዝድህስስ መደብ መደብ ኣመሪካና የጠቓልል