ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 22,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 22,2022 ዜና (ጥምየት ከም መሳርሒ ዂናት ምጥቃም ዝዂንን ረቂቅ ሕጊ ናብ ሰነት ኣመሪካ ምሕላፉ ተገሊጹ: መራሕቲ መካይን መስመር ጅቡቲ ኢትዮጵያ መጥቓዕቲ የጋጥሞም ምህላው ሓቢሮም) ጸብጻብ መልእኽቲ ወላዲት ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ኩነታት ኣብ ዳባት ዝኣተው ኤርትራዊያን ስደተኛታት ዝድህስስ መደብን ካልኦትን የጠቓልል