ኣብ ክልል ዓፋር ኣብ መዳጎኒ ዝርከቡ ተወላዶ ትግራይ ብዛዕባ ኩነታቶም ይዛረቡ

  • ገብረ ገብረመድህን

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ተታሒዞም ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ዝተወሰኑ ምምሕያሻት እንተርኣዩ እውን ሕዚ እውን ብሰንኪ ዝለዓለ ሙቐት ኣዴታትን ህፃናትን ንሕማም ይቓልዑ ምህላዎምን ሰባት ይሞቱ ምህላዎምን ኣፍሊጦም።