ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 21,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 21,2022 ዜና ( ሲፒጂይ ተኣሲሮም ዘለው 5 ጋዜጠኛታት ቴሌቭዥን ትግራይ ብቕልጡፍ ክፍትሑ ጸዊዑ: ኣምንስቲ ኣብ ክልል ኦሮምያ ዝተፈጸመ ቅትለት ተወላዶ ኣምሓሩ ክጻረ ጸዊዑ: ፕረ . ባይደን ቫይረኮሮና ተረኺብዎምን ካልኦትን) መደብ ጥዕና ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ኤልሳ ኣብርሃ የጠቓልል