ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 19,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 19,2022 ዜና(ተሓለቕቲ መሰላት ንግዱድ ምግዓዝ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ይቓወሙ: ምብጻሕ ፈጻሚት ጉዳይ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ጎንደርን ካልኦትን) ሰለስተ ውድባት ክልል ትግራይ ህወሓት ኣብ ልዝብ ምስ መንግስቲ ንኩሉ ህዝቢ ትግራይ ክውክል ኣይክእልን ክብሉ መግለጺ ሂቦም መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ- ክኢላ ሓኪም መደንዘዚ ዶክተር ኤልሳ ኣብርሃ የጠቓልል