ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ክራማት ሎሚ ዓመት ዘመናዊ ድኹዒ ኾነ ምሩጽ ዘርኢ ብዘይ ምእታው ምህርቶም ብዝለዓለ ብርኩ ክንኪ ከምዝኽእል ሓረስቶት ትግራይ ይዛረቡ'ለዉ።
ኣብ ዞባ ምብራቅ'ቲ ክልል ሓረስቶት ጻዕዳእምባን ሰውሓሳዕስዕን እዋን ክራማት ሓረስቶት ከመይ ይውግኑ'ለዉ ዝብል ኣዘራሪብናዮም ኣለና።
ሓረስቶት ክልል ትግራይ ብዛዕባ ሕርሻ ሎሚ ዓመት ርእይትኦም ይህቡ
Your browser doesn’t support HTML5
ሓረስቶት ክልል ትግራይ ብዛዕባ ሕርሻ ሎሚ ዓመት ርእይትኦም ይህቡ