“ተበግሶ ሰላም ብልፅግና ብኣወንታ ዝርአ’ዩ” ኣይተ ጌታቸው ረዳ
Your browser doesn’t support HTML5
“ገዛኢ ሰልፊ ብልፅግና ንተበግሶ ሰላም ኣመልኪቱ ዝሃቦ መግለፂ ብኣወንታ ዝርአ’ዩ” ክብሉ ኣባል ላዕለዋይ ኣመራርሓ ህወሓትን ወሃብ-ቃል ክልል ትግራይን ኣይተ ጌታቸው ኣስፋሃ፡ ንህሉው ኩነታት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ጠቒሶም።
Your browser doesn’t support HTML5