ዕላል ምስ ፖለቲከኛን ደራሲን ክብሮም በርሀ

Your browser doesn’t support HTML5

ፖለቲከኛን ደራሲን ክብሮም በርሀ ንኹናት ትግራይ ዝምልከት 'ምጽኣት' ዘርእስቱ ሓዱሽ መጽሓፍ ኣሕቲሙ'ሎ። ክብሮም ንጠንቂን ሳዕቤንን ዂናት ትግራይ ዝብሎ ኣብቲ መጽሓፍ ኣጠቓሊልዎ'ሎ። ንሱ ብዛዕባ'ዚ ሓድሽ መጽሓፍ ከምኡ'ውን ነቲ መጽሓፍ ንምጽሓፍ ዝሰዓቦ መስርሕ ምእኻብ ሓበሬታን መጽናዕቲን: ከምኡ'ውን ኣገዳስነት'ቲ መጽሓፍን ብዝምልከት ኣዘራሪብናዮ ኣለና። ክብሮም በርሀ አባል ላዕለዋይ አመራርሓ ውድብ ባይቶና'ዩ።