ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 5,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 5,2022 ዜና ( ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ወታሃደራዊ መራሒ ሱዳን ኣል ቡርሓን ኣብ ኬንያ ተራኺቦም ምዝርራቦም: ኣብ ቀለም ወለጋ ዘጋጠመ መጥቓዕቲን ካልኦትን) መግለጺ ዩኒሴፍ ብዛዕባ ናብ ክልል ትግራይ ክኣትው ጀሚሩ ዘሎ ሓገዝ መደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ - ቃለ መጠይቕ ምስ በዓልቲ ሞያ ክንክን ቆርበትን ስነ ጽባቐን ሓበን ግርማይ (ካልኣይ ክፋል) የጠቓልል