ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሰነ 30,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሰነ 30,2022 ዜና (መግለጺ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚንስትር ኣብ ወረዳ ጊምቢ ዘጋጠመ መጥቓዕቲ: ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ዓፋር ተኣሲሮም ዘለው ተወላዶ ትግራይ ክፍትሑ ጸዊዑ ዝብሉ ካልኦትን) መደብ ጥዕና -ቃለ መጠይቕ ምስ ዶ/ር ኣስቴር ኣለም ኣብ ጉዳይ ሕማም ኩሊት የጠቓልል