ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሰነ 9,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሰነ 9,2022 ዜና (መንግስቲ ኢትዮጵያ ሸርፊ ወጻኢ ባጤራ ንምቁጽጻር ዘውጽኦ መምርሒታት፥ ቤት ፍርዲ ሆላንድ ውሳነ ፍርዲ ኣብ 70ታት ብዝተፈጸመ ገበን ዝተፈርደ ኢትዮጵያዊ ክጸንዕ ወሲኑ፥ ኣብ ሶማል ዝረኣ ዘሎ ጥምየትን ካልኦትን) መደብ መንእሰያት- ደረቕ ጓሓፍ ናብ ጸዓት ንምቕያሩ ዝሕግዝ ትልሚ ስራሕ ዝምልከት ዝተኻየደ ቃለ መሕተት የጠቓልል