ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሰነ 23,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሰነ 23,2022 ዜና ( ምቁራጽ ሓገዝ ዝጸዓና ነፈርቲ ናብ መቐለ፥ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ሕ/ሃ ኣብ ወለጋ ንዝተፈጸመ ቕትለት ክጻረ ጸውዔን) ጸብጻብ ኣብ ክልል ትግራይ ኣሎ ዝተባህለ ሕጽረት ነዳዲን ግብረ መልሲ መንግስቲን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኤርትራዊያን ስደተኛታት የጋጥሞም ኣሎ ዝበሎ ጸገማት ገሊጹ