ምግዛእን ምሻጥን ሓበሬታ ኣብ መቐለ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ስልኪን ኢንተርነትን ንኸባቢ ሓደ ዓመት ኣቋሪጹ’ዩ ዘሎ። ህዝቢ መቐለ ነቲ ዘሎ ናይ ሓበሬታ ጋግ ብኸመይ ይመልኦ ኣሎ፡ ወኪልና ሙሉጌታ ኣፅብሃ ብዛዕባኡ ጸብጺቡ ኣሎ። ኣከፋፍልቲን ተቐበልቲን ሓበሬታ ካብ ኣፎም ንስምዓዮ።