ኤርትራውያን ሰብ ዋኒን ኣብ ኣዲስ-ኣበባ

Your browser doesn’t support HTML5

ሓያሎ ኤርትራያውን ኣብ በበይኑ ከተማታት ኢትዮጵያ ብሕልፊ ድማ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ኣለዉ። ብዙሓት ካብኣቶም ናብ ሳልሳይ ሃገር ንምስጋር ዝጽበዩ እኳ እንተዀኑ፡ ሓያሎ ግን ናታቶም ትካል ከፊቶም ይሰርሑ። ናይ ኣዲስ ኣበባ ወኪልና ገብረሚካኤል ገብረመድህን ነቶም ሰብ-ትካላት ኣዘራሪቡ ኣሎ። እቶም ሰብ-ዋኒን ኵላቶም ገጾም ክርኣዩ ስለ ዘይመረጹ ድሕነቶም ሓሊናሎም ኣሎና።