ናጽነት ኤርትራ፤ ትጽቢትን ክውንነትን 31 ዓመታት

Your browser doesn’t support HTML5

ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ናጻ ዝዀነትሉ መበል 31 ዓመት ኣብ ዝጸንበለትሉ፡ ኣብዚ ክንዲ’ቲ ንምጕንጻፉ ዝወሰደ ብዝሒ ዓመታት ናጽነት ዘመዘገበቶ ምዕበልታት ምስ ትጽቢትን ክውንነት ኣተኣሳሲሮም ትንታነኦም ክህቡና ክልተ ኣጋይሽ ዓዲምና ኣሎና። ፕሮፈሰር በርሀ ሃብተጊዮርጊስ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ሞያ ምምህርና ኣብ ዩኒቨርስታት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ከምኡ'ውን ካብ ኲንስ ዩኒቨርስቲ ካናዳ ኣብ ዓውዲ ታሪኽ ሕጹይ ዶክተር ሳሙኤል ኣምሃ’ዩ።