ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ስነ 13,2022

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ስነ 13,2022 ዜና(ኣብ ክልል ኦሮምያ ብይቕሬታ ዝተፈትሑ ተኣረምቲ ኣብ ዩክሬን ዝኻየድ ዂናትን ካልኦትን) ጸብጻብ መደበር ቴሌቭዥን ኤሪ-ሳት ዘካየዶ ሲምፖዝየምን ንኩነታት መወከሲ ሆስፒታል ዓይደር ዝምልከት መደብ የጠቓልል